VOA

ታሪኽ 30 ዓመታት መዳልያ ውድድራት ኦሎምፒክ

ውድድራት ኦሎምፒክ ፓሪስ ኣብታ ሃገር ውዕውዕ ከባቢያዊን ፖለቲካዊን ፍልልያት ኣብ ዝረኣየሉ ያካየድ ኣሎ

ሰብ-መዚ እታ ሃገር ንፈለግ ሲያን ንውድድራት ምሕንባስ ንምጥቃም ኣስታት 1.5 ቢልዮን ዶላር ወጻኢ ጌሮም ኣለው። ከንቲባ ከተማ ፓሪስ ኣኒ ሂዳግሎ ኣብቲ ፈለግ ናይ ምሕንባስ መደብ ኣሎኒ ቕድሚ ምጅማር እቲ ውድድር ግን ነቲ መደብ ኣናዊሓቶ አላ ንሓደ ወርሒ.

ውድድራት ኦሎምፒክ ፓሪስ ካብ ኣስታት 200 ሃገራትን ገለ ጋንታታት ኦሎምፒክ ዝተዋጽኡ ኣስታት 10,000 ኣትሌታት ይሳተፉ ኣለው ናቶም ዝኽዕነ ናይ መዝ ሓሊ መሳርሕታት እውን ክመጽኡ’ዩም ናብ ፓሪስ, እዚ ድማ ፈረንሳ ኣብ ምስዳድ መጠን ካርቦን ምጉዳል ዝብል ውጥን ዘዳኽም’ዩ። ተንተንቲ ስፖርት ኣመሪካ ዝበዝሓ መዳልያ ክትረክብ ትኽእል’ያ ክብሉ ከለው ቻይና’ውን ኣብ ቁጽሪ መዳልያ ብብዝሒ ካብ ዝረኽባ ሃገራት እያ ዝበዝሓ ወርቂ መዳልያ ዝተዓወቱ.

ሃገራት ኣብ ዝሓለፈ 15 ውድድራት ኦሎምፒክ ዝነበረን ተሳትፎ ከምዚ ይመስል

ሃገራት ኣብ ዝሓለፈ ውድድራት ኦሎምፒክ ዝረኸብኦ መዳልላታት ንምርኣይ ኣብ ስም እተን ሃገራት ጠውቕ.

ውድድራት ኦሎምፒክ ሕእጋይ.

ሓበሬታ

ሓበሬታ

ስም ጋንታታት ኦሎምፒክ ካብ ዓለምለኸ ኦሎምፒክ ኮሚተ ዝተወስደ እዩ (IOC). ድምጺ ኣመሪካ ንቅኑዕነት ሓበሬታ ካብኡ ዝወሰዶ እዩ

TPE (Chinese Taipei): ብመሰረት ኣብ መንጎ ታይፒን ቤይጂንግ ዝተበጽሐ ስምምዕ ታይዋናዊያን ኣብ ዓለምለኸ መድረኽ ክወዳደሩ ይክእሉ ይኹን ደኣ እምበር ስም ኮነ — ባንዴራ — ታይዋን ክጥቀሙ ኣይኽእሉን.

Russia: ኣብዚ ገጽ ዘሎ ትሕዝቶ ውድሚ እገዳ ዓለምለኸ ኮሚተ ኦሎምፒክ ዝተዳለወ ሓበሬታ የርእይ

Belarus: ኣብዚ ገጽ ዘሎ ትሕዝቶ ውድሚ እገዳ ዓለምለኸ ኮሚተ ኦሎምፒክ ዝተዳለወ ሓበሬታ የርእይ.

OAR: ኣትሌታት ሩስያ ኣብ ኦሎምፒክ ኣብ ትሕቲ ባንዴራ ናጻ ኣትሌታት ካብ ሩስያ ይወዳደሩ.

ROC: ኣትሌታት ሩስያ ኣብ ኦሎምፒክ ኣብ ትሕቲ ባንዴራ ውልቃዊያን ተወዳደርቲ ኮይኖን ንሃገሮም ግን ኣይውክሉን.

IOA: ኣትሌታት ኩዌት ኣብ ትሕቲ ባንዴራ as independent athletes.

ምንጪ

Edin Beslagic & Stephen Mekosh
ምምዕባልን ምድላውን መርበብ ሓበሬታ
IOC (International Olympic Committee)
ታሪኻዊ ሓበሬታ